Right to work in the UK

ሓገዝቲ ምንጭታትን መራኸቢታትን

  •  Citizen’s Adviceእዚ ብዙሕ ጠቓምን ገላጽን ብቐሊሉ ንኽትርደኦ ዝሕግዝን ሓበረታ ኣለዎ። ከምኡ`ውን ኣብቲ ኩነታት ናይቲ ስደተኛ ዝተመርኮሰ ተቕርብዎ ዝተፈላለየ ምኽሪ ሓዘል ሰነዳት ኣለዎ።
  •  ዝተሓደሰ ናይ ዓዲ እንግሊዝ ዝርዝርናይ ስራሕ ቪዛ
  •  ኣበርክቶንሃገራዊ መድሕን ክበሃል እንከሎ ከመይ ማለት ኢዩ እዩ?
  •  ፕሮጀክት፡ Migration Justice ዝተባህለ ትካል፡ ሓደ መምርሒ ናይ ስደተኛታት ግቡእ ናይ ዑቕባ ኣገልግሎት ንክረኽቡን ብዛዕባ ናይ ስራሕ ፍቓድ ንምርካብን ጽቡቕ መረዳኣታ ንክህልዎም ዘዳለዎ ኣውጺኡ ይርከብ።
  •  ሓደ A-Z ናይ ሃገራት ከምኡውን መስርሕ ምምልካት ናይ ወጻኢ ገበናዊ መዝገብ ምፍታሽ
  •  ናይ ውልቀሰብት ስነምግባር መገምገምን ንኽመርሕ ተባሂሉ ብመንግስቲ ዝተዳለወ መምርሒ ናይ ቃለ-ማሕላ ኣሎ፡ እዚ ድማስደተኛታት ኣብ ጸጥታዊ ስራሓት ንኽሰርሑ ናይ SIA ፍቓድ ፍቃድንምርካብ ንዘመልክቱ እዩ።
  •  ዝኾነ ናይ ገበን መዝገብ ምስ ዝህልወኩም፡ Unlock ሓበሬታ ክወሃበኩም ኢዩ፡ ምኽርን ደገፍን`ውን ኣይፍለየኩምን።
Last updated: 23rd August 2023